41 ሰባት ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ሞይቶም

1:43 min

ብመሰረት በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ሎሚ 02 ሓምለ 2020 ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ብድምር 5411 ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ስኢኖም ኣለው።ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ ድማ 41 ሰባት ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ሞይቶም ኣለው።